top of page

!የቀንየልና 

ወፈያኹም ትሕግዘና ኣብ ከባቢ ስሜን ንዝርከቡ ተጠቀምቲ ሕክምና
ሂወቶም ንምድሐን ብዝግበር ሐገዝ እዩ።

Love

!ሐገዝኩም ኣይፈለየና

ኩሉ ሽኬል ብቀጥታ ናይ ክሊኒክ ተጠቀምቲ ሕክምና ሕሙማትና ሕክምናዊ ሐገዝ ይውእል።

ክሊኒክ ዝተመዝገበ ማሕበር እንትከውን ሙሉእ ብሙሉእ ብነፃ ኣገልግሎትን ብገበርቲ ሰናይ ዝተወፉየን ወፈያ ዝተመስረተ ማሕበር እዩ። ዝተወፈየልና ነብሲወከፍ ሼኬል ንመድሐኒታት፥ ንሕክምና መሳርሒታት፥ ንትካል ገዛ ክራይ፥ ከምኡውን ፍቃድኛ ስራሕተኛታትና ሕክምና ዋሕስ ሽፋን ዝውእል እዩ፡፡

ካብዚ ዝስእቡ መገድታት ብሐዲኡ ንከሊኒክ ተግባራት ዝኣለመ ሐገዝ ምግባር ይካኣል።   
  ብባንኪ ዝውውር፡  ምርፓኣት ቨኣሃቭታ, ባንክ ሃፓኣሊም(12), ስኒፍ 701 ቁጽሪ ሂሳብ  489324   *       

 ቢት፡ 0534848846    *      

  ሐግዙ    *       

PayPal ButtonPayPal Button

 ​ኩሉ መሰላት ዝተሐለወ  እዮ፡ቨኣሃቭታ ክሊኒክ

bottom of page