top of page

ቭኣሃቭታ ክሊኒክ
ማዕረ ጥዕና ንኩሉ ​ናይ ሕክምና ዋሕስ ንዘይብሎም

 ግልጋሎት ክሊኒክ

 ክሊኒክ ሐፈሻዊ ናይ ሕክምና   ግልጋሎት ብዝተፈላለዩ ሰብ ሙያ  ናይ ሕክምና ግልጋሎት ንተጠቀምቲ  ስድራቤት ይሕብ፤

​ናይ ስድራቤት ሕክምና

                        ናይ ስድራቤት ሕክምና ሙያዊ ናይሕክምና ኣገልግሎትንኩሉ ስድራቤት ብዝተፈላለዩ ዓይነት ናይጥዕና ክንክን ብዓበይቲ ናይሕክምና ሰብ ሙያ ከመኣድላይነቱ ሐገዝ ይሕቡ፡፡

International Day of families-rafiki_edited.png

​ናይ ሕጻናት ሕክምና

ናይ ሕጻናት ክሊኒክ ንሕጻናት ናይ  ጥዕና ኣግልጋሎት ይሕብ ፡ ስሩዕ ናይ  ሕክምና ክንክን  ክትባት፤ ስነ ኣእምሮኣዊ ዕብየት፤ ስብነታዊ ፀቅጢ ፤ ሕድሕድ ሕጽረት ርክባት፤ ሕክምናን  ካለኦትን የጠቃልል፡፡ 

Father's Day-pana.png

​ናይ ማሕፀን ሕክምና

ናይ ማሕፀን ሕክምና ክሊኒክ ዝተፈልለዩ ናይጥዕና ኣገልግሎት ንዘድልዮም  ደቂ ኣነስትዩኣዴታት የተኣናግድ ። ቀጻሊ ናይ ማሕፀን ምርመራ፥  ናይ ምጥን ስድራቤት ፥ናይ ጥንሲ መከላከል መሳርሒ ተከላ፥ ናይ ጡብ መርመራ፥ ናይካንሰር መርመራ፥ ናይ ጥንሲ ክትትልን ካልኦትን። 

Gynecology consultation-amico.png

ስነ-ኣእምሮኣዊ ሕክምና

ናይ ኣእምሮ ሕክምና ኣገልግሎት ምክሪ ንዘድልዬም፥ ናይ ኣእምሮ ፀቅጢንዘጋጠሞም፡ ናይ ኣእምሮ ሕክምና ኣገልግሎት ምክሪ ንዘድልዬም፥ ዓበይትን፡ መናእስያትን የተኣናግድ ናይ ኣእምሮ መርመራን ክምኡውን ኣድላይ መድኃኒትን (ኣፋውስን) ይሕብ ። 

Mental health-amico.png

ናይ ስነ ኣእምሮ ሕክምና

ኣብቲ ክሊኒክ፡ ኣገልግሎት ሕክምና ስኒ ብውድብ ናታን ኢንተርናሽናል ኤይድ ይወሃብ። ንዝያዳ ዝርዝር ሓበሬታ ኣብ መርበብ ሓበሬታ ናይቲ ትካል ተወከሱ ፡ www.natanrelief.org

נתן.jpg
Anchor 1

ርክብኩም  ኣይተቋሩጽ

:  ናይ ስራሕ ስዓትናሰሉስን ሐሙስን ካብ ስዓት 16:00--19:00
ቀዳም ካብ ስዓት 10:00--14፡00
  
ቆጾሮ ሐዙ ብተሌፎን ወይድማ ቭዋትስኣፕ
 

0534848846

ብእብሪት ብእንግሊዝ ብዓረብ

ብትግርኛ  ብአምሐርኛ

0587915384

Doctor-rafiki.png
ኣድራሻኩም ግደፉ

የቀንየልና! ኣብዝሐጽረ እዋን ክንምለሰኩም ኢና

צרו קשר עוגן

 ​ኩሉ መሰላት ዝተሐለወ  እዮ፡ቨኣሃቭታ ክሊኒክ

bottom of page