ዓላማና፡ ኣብ እስራኤል ንኩል ውዲ ኣዳም ወዲ ተባኣታይ ይኩን ጓል አንስተይቲ ብቁዕ ናይ ጥዕና ኣገልግሎት ማሃብ እዩ።
.
ת.ኣብ ሃገረ እስራኤል ግልጺ ዝኩነ ነጻ ሕክምና ኢፍትሃዊነት ኣሎ፡፤ ስብ ሙያ ሕክምናን ማሕበራዊ ግልጋሎትን ካብሕዝቢ ዝተከወሉ እዩም፡፡ ኣመኔታ ዝጎደሎ ስለዝኮነ ቡዙሕ ጊዜ ኣካላውን፤ ስነ ልቦናውን ሕማማት ብምስቃይ ኣብዓብይ ስግኣት ንዘለው ተጋለጽቲ እዩም፡፡ እዚኦም ውልቀስባት ብሐፈሻ ናይመንበሪ ኩነታት ፍቃድ ስለዘይብሎምን ጎኒ ጎኒ ዋሕስ ሂወት ኣድሕን ሕክምና ምርመራ ንምቅባል ፍቃድ ዘይረከቡ እዩም፡፡
ዐና መሰረታዊ ስብዓዊ መሰል ሙኩኑ ጽኑእ ካብዝብሐል ጽንኩር እምነት፡ ናይ ሃይፍ ቡዱን ናይሕክምና ሰብሙያ ሐካይም፤ ነርስታት፤ማሕበራዊ ስራሕተኛታት፤ ፋርማሲስታት፤ "ቨኣሃቭታ" ክሊኒክ መስሪቱ ብሐፈሻ ኣብስራኤል ብፍላይ መሰረታዊን ኣድላይን ሕክምና ዝተነፈጉ ኩሉ ማዕረን ጽሬቱ ዝሐለወ ናይ ጥዕና ኣገልግሎት ብዘይ ክፍሊት ብነጻ ንምቅራብ ዘዓለመ "ፍቅሪ" ቨኣሃቭታ ክሊኒክ እዩ፡፡
ክሊኒክ፦ሙሉእ ብሙሉእ ብድላይ ዝተመስረት፦ ኣብ እስራኤል ውሽጢ ካብትውልዲ ዓዱም ብምፍንቃል ምክንያት መደበኛ ናይ መንበሪ ፍቃድ ዝተከልኩሉ ሰባት ኣገልግሎት ይሕብ፡፡ ክሊኒክ ካብዝምስረት እዋን ጀሚሩ ንዚኦም ዝተከልከሉ ቡዱን ኩሉ ዘጠቃለለ ናይጥዕና ግልጋሎት ወሃቢ ኮይኑ ኣሎ፡፡ናይ ክሊኒክ ሰራሕተኛታት ኩሉ ዓይነት ክንክን ኣድላይ ናይሕክምና ረድኤት ሙሉ ብሙሉእ ብድላይ ንምቅራብ ዓብይ ጻዕሪ ይገብር፡፡ ናይ ሕክምና ሐገዝ ንዝሐትት ዝኩነ ይኩን ሰብ ብደስታ፤ ብፍቅርን ካብ ኩሉ ዘሐሸ መልሲ ንምሐብ ካብዘለና ሙሉእ ድልየት ዝተመርኮዘ እዩ፡፡
ናይ ክሊኒክ ዋና ቡድን ከም ኣድላይነቱ ብዝግባእ ጊዜኦምን ሙዮኦም ብድልየቶም ዝሕቡ ቡዙሐት ዝተፈላልዩ ስብ ሙያ ዝኣከበ እዩ፡ ኣብ ውሽጢ ክሊኒክ ብሙዮኦም ዝሐሹ ናይ ሆስፒታል ዉሽጢ ናይ መምርሒ ሐለፍቲ፤ ናይ ቀዳማይ ደረጃ ግልጋሎት ላብራቶሪ፤ ናይ ምስልን ራድዩሎጂ ግልጋሎትን ካልእ ተሪፉ ሆስፒታል ምድቃስ ንኩሉ ብድላይ ወይም ብድጎማ መሰረትን ዝሐሹ ተገደስቲ ምሩጻት ሰብ ሙያ የካትት፡፡